Logo: DGB-Bildungswerk Thüringen e.V.
  • Bildungsangebote
    • Alle Bildungsangebote
    • Betriebliche Interessenvertretung
    • Bildungsfreistellung
    • Arbeits- und Sozialrichter*innen
    • Gesellschaftspolitik
  • Projekte
  • Themen
    • Aktiv im Betrieb
    • Arbeits- und Sozialrecht
    • Bildungsfreistellung
    • Gesellschaftspolitische Bildung
    • Moderation und Organisation
  • Publikationen
  • Über uns
    • Mitarbeiter*innen
    • Stellenausschreibungen
    • Kooperationen
    • Mitglieder
    • Leitbild
    • Geschichte
    • Qualitätsmanagement
  • Kontakt
  • Deutsch | ጀርመን
  • عربي | ዓረብ
  • Български | ቡልጋሪኛ
  • فارسی | ፐርሲያን
  • Polski | ፖሊሽ
  • Română | ሮማንያን
  • ትግርኛ
  • Türkçe | ቱርክኛ
  • Український | ዩክሬንኛ
  • Tiếng Việt | ቬትናሜኛ
  • English | እንግሊዝ
  • Русский | ሩስያኛ
  • Deutsch | ጀርመን
  • عربي | ዓረብ
  • Български | ቡልጋሪኛ
  • فارسی | ፐርሲያን
  • Polski | ፖሊሽ
  • Română | ሮማንያን
  • ትግርኛ
  • Türkçe | ቱርክኛ
  • Український | ዩክሬንኛ
  • Tiếng Việt | ቬትናሜኛ
  • English | እንግሊዝ
  • Русский | ሩስያኛ
  • Was haben Gewerkschaften eigentlich erreicht?

    ኣብ ታሪኾም ማሕበር ሰራሕተኛታት ብዙሓት ነገራት ኣሳሊጦም ኢዮም፣ ካብ እዚኣቶም ከኣ ኩላትና ንጥቀም ኣለና፣ ንኣብነት ምቕጻል ምኽፋል ደሞዝ ኣብ እዋን ሕማም፣ መሰል ዝወለዳ ኣዴታትን ስርዓታት ንእዋን ምሕጻር ሰዓታት ስራሕ።

    ኣብ እዚ ቀረባ እዋን ሓደ ካብቶም ዝዓበዩ ዓወታት ናይ ማሕበር ሰራሕተኛታት ዝነበረ፣ ኣብ ምሉእ ሃገር ንኩሎም ኮንትራት ደሞዝ ዘየብሎም ትካላት ስራሕ ዝምልከት ምትእትታው መበገሲ-ደሞዝ ኢዩ ኔሩ። እዚ ብብጊዜኡ ምስ ኩነታት ናብራ ከምዝመዓራረ ይግበር – ኣብ እዋን ወሰኽ ደሞዝ ማሕበር ሰራሕተኛታት ሓቢሮም ንምውሳን መሰል ኣለዎም።

    ኣብ ቀውዒ 2019 ማሕበር ሰራሕተኛታት ህንጻ – (IG BAU) ንምሉእ ሃገር ጀርመን ዝምልከት ንሰራሕተኛታት ምጽራይ ህንጻ ወሰኽ ናይ መዓልትታት ዓመታዊ ዕረፍቲ ከምዝግበር ተቓሊሱ። እቶም መሳርሕትና ሕጂ 30 ክፉላት መዓልትታት ዓመታዊ ዕረፍቲ ኣለዎም።
    ንሰራሕተኛታን ናይ ሲስተም ምድላው መግቢ፣ ኤንገገ (NGG) 2020 ሓደ ናይ ደሞዝ ኮንትራት ስምምዕ ኣምጺኡ፣ እዚ ከኣ ኣብ ውሽጢ 4 ዓመታት ዳርጋ ናይ 28% ወሰኽ ደሞዝ ክህሉ ዘኽእል ኢዩ።

    ኣብ ወርሒ ሰነ 2022 ብደገፍ ናይ ቨር.ዲ (ver.di) እቲ ናይ መጀመርያ ማሕበር ትካል-ስራሕ ኣብ ሓደ ናይ ኣማዞን ናይ መከፋፈሊ ማእከል ኣብ ኤውሮጳ ተመስሪቱ።

    ኵነታት ጸወታ ጥሪ 2023

    ስእሎች ለማውረድ እና ለመካፈል

    Zentrale Rufnummer:0361 - 21 727 - 0
    Zentrale E-Mail:info@dgb-bwt.de
    • Impressum
    • Datenschutz
    • Newsletter