Logo: DGB-Bildungswerk Thüringen e.V.
  • Bildungsangebote
    • Alle Bildungsangebote
    • Betriebliche Interessenvertretung
    • Bildungsfreistellung
    • Arbeits- und Sozialrichter*innen
    • Gesellschaftspolitik
  • Projekte
  • Themen
    • Aktiv im Betrieb
    • Arbeits- und Sozialrecht
    • Bildungsfreistellung
    • Gesellschaftspolitische Bildung
    • Moderation und Organisation
  • Publikationen
  • Über uns
    • Mitarbeiter*innen
    • Stellenausschreibungen
    • Kooperationen
    • Mitglieder
    • Leitbild
    • Geschichte
    • Qualitätsmanagement
  • Kontakt
  • Deutsch | ጀርመን
  • عربي | ዓረብ
  • Български | ቡልጋሪኛ
  • فارسی | ፐርሲያን
  • Polski | ፖሊሽ
  • Română | ሮማንያን
  • ትግርኛ
  • Türkçe | ቱርክኛ
  • Український | ዩክሬንኛ
  • Tiếng Việt | ቬትናሜኛ
  • English | እንግሊዝ
  • Русский | ሩስያኛ
  • Deutsch | ጀርመን
  • عربي | ዓረብ
  • Български | ቡልጋሪኛ
  • فارسی | ፐርሲያን
  • Polski | ፖሊሽ
  • Română | ሮማንያን
  • ትግርኛ
  • Türkçe | ቱርክኛ
  • Український | ዩክሬንኛ
  • Tiếng Việt | ቬትናሜኛ
  • English | እንግሊዝ
  • Русский | ሩስያኛ
  • Dafür stehen Gewerkschaften

    ጽቡቕ ስራሕ ንኹሎም ሰራሕተኛታት
    ጽቡቓት ኩነታት ስራሕ ንሓደ ጽቡቕ ሂወት ኣዚዮም ኣድለይቲ ኢዮም። ማሕበር ሰራሕተኛታት ንኩነታት ስራሕ ንምምሕያሽ፣ ንቁጠባዊ ርግጸኛነትን ንውልቃዊ ተኽእሎታት ምምዕባልን ንኩሎም ሰራሕተኛታት ንክህልውን ይቃለሱ።
    መሰል ሓቢርካ ምውሳን
    ማሕበር ሰራሕተኛታት ንናይ ትካል ስራሕን ቤት ጽሕፈታትን ማሕበራት ይድግፉ። ማሕበር ትካል-ስራሕ / ቤት ጽሕፈት ወካሊ ናይ እቶም ኣብቲ ትካል ስራሕ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ወካሊ ኢዩን ብኩሎም ሰራሕተኛታት ኣቢሉ ከኣ ይምረጽ – እንታይ ዓይነት ናይ መንበሪ ፍቓድ ከምዘለካ ብዘይግድስ። ማሕበራት ትካል-ስራሕ ሕጊ ብግቡእ ይካየድ ምህላዉ ይቆጻጸሩ፣ ንእቶም ጥቕምታት ናይ እቶም መሳርሕቶም ኣብ ቅድሚ ወሃብቲ ስራሕ ይቃለሱን ኣብ ብዙሓት ኩነታት ከኣ ናይ ሓቢርካ ምውሳን መሰል ኣለዎም፣ ካብ መደብ እብረ ስራሕ ጀሚርካ ክሳብ ምስራዝ ኮንትራት ስራሕን ሕቶ መሰል ማዕርነትን።

    ደገፍ ምሕዝነት ንኩልና
    ማሕበር ሰራሕተኛታት ንመሰል ማዕርነት ናይ ኩሎም ሰራሕተኛታት ይቃለሱ፣ ምኽንያቱ ከኣ፣ዘይማዕርነታዊ ኣተሓሕዛ ንእቶም ሰራሕተኛታት ክመቓቕሎም ስለዝኽእል። ደቂኣንስትዮን ወጻእተኛታትን መብዛሕትኡ ጊዜ ዝወሓደ ደሞዝ ኢዮም ዝረኽቡን ብሕማቕ ኩነታት ስራሕን ሕማቕ ኣድልዎታትን ይሳየቑ። ስለዚ ማሕበር ሰራሕተናታት ብዘየካ ካልእ ፣ ማዕረ ዝኾነ ደሞዝ ንኹሉ ሓደ ዓይነት ዝኾነ ስራሕ ይጠልብ።

    ሓደ ፍትሓዊ ዝኾነ ማሕበረ-ሰብ ምህናጽ
    ማሕበር ሰራሕተኛታት ንቅኑዓት ኩነታት ስራሕ ጥራሕ ኣይኮኑን ዝቃለሱ፣ እንታይ ደኣ ከምኡ እውን ንሓደ ነጻን ፍትሓውን ዝኾነ ሂወትን። ካብ ብዙሓት ዓመታት ኣትሒዞም ማሕበር ሰራሕተኛታት ንኣብነት፣ ደሞክራሲያዊ ምስታፍ ኣብ ቦታ ስራሕ ጥራሕ ዘይኮነስ ልክዕ ከምኡ ኣብ ፖለቲካ እውን ንኩሉ ሰብ ዝከኣል ክኸውን ከምዘለዎ ይጠልቡ። ስለዚ ከኣ ንሳቶም ንናይ ምርጫ መሰል ንኩሎም ቀንዲ ናይ መንበሪኦም ቦታ ኣብ ሃገር ጀርመን ዝኾነ ሰባት ይጠልቡ – ዜግነቶም ብዘየገድስ።

    ኵነታት ጸወታ ጥሪ 2023

    ስእሎች ለማውረድ እና ለመካፈል

    Zentrale Rufnummer:0361 - 21 727 - 0
    Zentrale E-Mail:info@dgb-bwt.de
    • Impressum
    • Datenschutz
    • Newsletter