ሕቶ ኣገልግሎት ምኽሪ

ስራሕ ኣብ ጀርመን – ዝኾነ ጸገም እንተሃልዩኩም ክንመኽረኩም ድልዋት ኢና! ብናጻ (ብዘይ ክፍሊት) ከምኡ’ውን ብዘተኣማምን ኣገባብ።

    Contact us directly on this site and we will get back to you:

    ሽምካ መን እዩ?*

    ብከመይ ክንረኽበካ ንኽእል?*

    ሕቶኻ ወይ ጸገምካ እንታይ ምዃኑ ኣሕጽር ኣቢልካ ጽሓፍ።*

    ሓድሓደ ግዜ ኣስራሒካ መን ምዃኑ ምፍላጥ ይሕግዘና ኢዩ: ኣብዚ ድማ ክትገልጾ ትኽእል ኢኻ።

    ንምቅዋም ወይ መሰልካ ንምሕታት ኣገዳሲ ናይ ግዜ ገደብ ኣለዎ እዩ። ስለዚ እታ ካብ ስራሕ ዝተሰናበትካላ መዓልቲ ወይ እታ ደሞዝ ዘይተከፈለትካ ወርሒ ንገረና።

    በየናይ ቋንቋ ኢና ኽንምልሰልካ ዘሎና?


    Faire Integration Thüringen
    Schillerstraße 44, 99096 Erfurt
    Siem Tesfamichael
    Sprachmittler
    ቋንቋታት: ጀርመን, እንግሊዝ, ትግርኛ, አማርኛ
    Rana Alnawa
    Beratungsreferentin
    ቋንቋታት: ጀርመን, ዓረብ
    Zaki Farooqi
    Beratungsreferent
    ቋንቋታት: ጀርመን, እንግሊዝ, ዳሪ, ፐርሲያን,
    Benjamin Heinrichs
    Beratungsreferent
    ቋንቋታት: ጀርመን, እንግሊዝ
    Anja Zurwehme
    Beratungsreferentin
    ቋንቋታት: ጀርመን, እንግሊዝ