ስራሕ ኣብ ጀርመን – ዝኾነ ጸገም እንተሃልዩኩም ክንመኽረኩም ድልዋት ኢና!

ሕቶ ኣገልግሎት ምኽሪ

ብናጻ (ብዘይ ክፍሊት) ከምኡ’ውን ብዘተኣማምን ኣገባብ።

    ብቐጥታ ኣብዚ መርበብ ሓበሬታ ርኸቡና፡ ንሕና ድማ ክንምልሰልኩም እና።:

    ሽምካ መን እዩ?*

    ብከመይ ክንረኽበካ ንኽእል?*

    ሕቶኻ ወይ ጸገምካ እንታይ ምዃኑ ኣሕጽር ኣቢልካ ጽሓፍ።*

    በየናይ ቋንቋ ኢና ኽንምልሰልካ ዘሎና?

    Faire Integration Thüringen
    Schillerstraße 44, 99096 Erfurt
    Benjamin Heinrichs
    Beratungsreferent
    ጀርመን , እንግሊዝ
    Mido Mhalla
    Beratungsreferent
    ጀርመን , ዓረብ
    Eden Hagos
    Beratungsreferentin
    ጀርመን , እንግሊዝ , ትግርኛ , ኣምሓርኛ
    Zaki Farooqi
    Beratungsreferent
    ጀርመን , እንግሊዝ , ዳሪኛ , ፐርሲያን , ፓሽቱኒሽ
    Rana Alnawa
    Bildungsreferentin
    ጀርመን , ዓረብ